Embelem of Federal Democratic Republic of Ethiopia Official Portal of Ministry of Finance and Economic Development  
Home Home Citizens Citizens Page Government Government Page Business Business Page Donors Donors Page Decrease font Increase font

 ተፀዋዕቲ መስራቤታት

 ዓመታዊ በጀት

 

ናይ በጀት መገባኣያ ንናይ በጀት ዓመት 2001 ንፌደራል ህዝቢ ኣካላት ካብ ሚያዝያ 13-24/2001 . ኣብ ገንዘብን ኢኮኖሚያዊ ልምዓት ሚኒስተር (...) ይከናወን፡፡
ናይ በጀት መገባኣያ ሓደ ክፋል በጀት ምዝግጃው ከይዲ እዩ፡፡  ንፌደራል ህዝቢ ኣካላት ዕድል ዝህብ ምይይጥ እንትኾን ንገ... ናይ በጀት ጥያቄ የብራህርህን የእምንን ምእንታን ... ናይቲ ዝቐረብ በጀት ረቒቕ  ምዝግጃው ክቕፅል  ይገብሮ፡፡  እዚ መረዳእታ ከም መሰረታዊ ናይ ዘለው ወፈያታት ንምትእኽኻብ የገልግል፡፡ዝተቐላጠፈ ምንግጋር ኣብ ማእኸል ኩሎም ናይ ምምሕዳር ደረጃታት ኣብ ናይ በጀት ከይዲን ትኽክለኛን ብገንዘብ ጉዳይ ጥንኩር ዝኾነ ናይ ወፈያታት ምእካብ ኸይዲ ይገብር፡፡

ኣብ ናይ በጀት መገባኣያ ግዘ ዝስዕቡ ጉዳያት ትኹረት ክግበረሉ ይግባእ ኣብ ክልቲኦም ገንዘብን ተደጋጋሚ ናይ በጀት ጥያቄን፡-

  • ሕድሕድ ናይ ህዝቢ ኣካላት ናይ በጀት ጥያቄኦም ምስ ሓጋዚ መረዳእታ እንድሕር ብገ... ዝፅዋዕ እንተኾይኑ
  • ናይ በጀት ጥያቄታት ብሕድሕድ ናይ ህዝቢ ኣካላት ሓላፍት ንመፃኢ ናይ በጀት ዓመት ናይ ተግባር ትልሚ ክትግበር ይገብሮ፡፡
  • ማእኸላይ ግዘ ትልሚ ..ኤስ... ዘጠቓለለ፣ትሕቶኣዊ ትልሚን እቲ ስትራቴጂክ  ትልሚ ንሕድሕድ ናይ ህዝቢ ኣካላት ኣብ ምዝግጃውን ናይ በጀት ጥያቄ ቐዳምነት ትኹረት ክግበር ይግባእ፡፡
  • ናይ በጀት ምትእኽኻብ ጥያቄ ንመርሃግብሪ፣ናይ ኤጀንሲ ክፋል፣ናይ መርሃግብሪ ክፋልን ፕሮጀክትን ብትኽክል ቐዳምነት ክወሃቦ ኣለዎ፡፡
  • ካብቲ ዘሎ ናይ ተደጋጋሚ ወፃኢ ደረጃ ናይ በጀት ምምዳብ ወሰኽ ሕቶ ብዝርዝር ክቕመጥ ኣለዎ፡፡   
  • ንበጀት ሕቶታት ምኽንያት ናይቲ ስልቲ ጅማረ ትርፊ እዩ ፡፡ ናይ በጀት ሕቶታት ኣብ ውሽጢ ናይቲ በጀት ጅማረን(ብናይ ገንዘብ ፍልፍል) ብገ... ዝተዳለው ወሰን ክዘጋጀው ኣለዎ  ፡፡
  • ንዝፀንሑን ኣብ ከይዲ ዘለው ፕሮግራማትን ፕሮጀክትን ናይ ወፃኢ ተደላይነት ቅድሚያ ምሃብ ፡፡ናይ በጀት ሕቶ እቲ ዘሎ ፕሮግራም፣ኣቅርቦት፣መሰረተ ልምዓትን ኣገልግሎታትን ብትኽክል ከምዝድገፍን ከምዝትግበርን ምርግጋፅ፣ቅድሚ ኣብ ናይ ሓድሽ ፕሮግራምን ፕሮጀክትን ድጋፍ ኣረኣእያ ምሃብ 
  • ኣብዚ ግዘ ዘሎ ተደጋጋሚ ወፃኢ ዝተስተኻኸለ ናይ ዝሓለፈ ዓመት ተደጋጋሚ በጀት  ምግምጋም ኣድላይ ዘይኾኑ ወፃኢታት ንዚ ናይ ኸዚ ዓመት ክቆርፆ ዝኽእል ምፍላጥ ከምእ እውን ንመፃኢ ዓመት መኒኡ ክጠቓለል ከምዘለዎ ምፍላጥ፡፡
  • ኣብ ውሳነ፣ኣመራርሓ፣ሕግን ደንቢን ኣብ ናይ ህዝቢ ኣካላት ምንቅስቃስ ዝጎድእ ለውጢ እንተሃልዩ ምፍላጥ  ከምኡ እውን ኣብቲ ዘሎ ተደጋጋሚ ናይ በጀት ኣድለይቲ ነገራት ክጎድኡ ዝኽእሉ ምፍላጥ
  • ናይ በጀት ሕቶታት ንዝመፅእ ዓመታዊ ሒሳብ ዝስረሐሉ ምስ ናይ ሀዚ ግዘ ዘሎ ዓመት ዝመጣጠን ክኸውን ኣለዎ ከምኡ እውን ናይ ሀዚ ዓመት ዓመታዊ ወፃኢ ብዝሓት ምግማት
  • ናይ ዝሓለፈ ዓመት ካፒታል በጀት ግምገማ ፕሮግራማትን ፕሮጀክትታት ኣብ ናይ ኸዚ ዓመት ዝውድኡ ወይድማ ኣብ ቐፃሊ ናይ በጀት ዓመት ኣብ ከይዲ ክህሊ ዝኽእል ንምፍላይ ይጠቅም፡፡ 
  • ኣብ ከይዲ ዘለው ፕሮግራማትን ፕሮጀክትታትን ቅድምያ ብምሃብን ንኣቶም ንምውዳእ ዘድሊ ሃብቲ በዝሒ  ምግማት፡፡ኣብ ከይዲ ዘሎ ፕሮጀክት ናይ በጀት ሕቶ ኣብ መፃኢ ናይ በጀት ዓመት ክስራሕ ዘለዎ ምንቅስቃስ ጥራሕ ክኾን ኣለዎ፡፡
  • ንቲ ፕሮጀክት ከተግብሩን ከመሓዳድሩ ዝኽእሉ ናይ ህዝቢ ኣካላት ብቕዓት
  • ይቶም ፕሮጀክትታት ዋጋ
  • ናይ ፕሮጀክት ፅንዓት ምህላው ወይድማ ንቲ ዝቐረበ ናይ ፕሮጀክት መረዳእታ ምፅናዕ፡፡ ሓድሽ ፕሮጀክት ኣብቲ ፅንዓት ዝተመስረቱ ክኾኑ ኣለዎም ከምኡ እውን ግልፂ ዝኾነ ዓላማን መብፅሒ ክህልዎ ኣለዎ፡፡   
  • እቲ ተደጋጋሚ በጀት ናይቲ ዝተወደአ ዓብይ ፕሮጀክት ኣመላኻቲ እዩ፡፡እቲ ፕሮጀክት ሓደ ግዘ እተተወዲኡ እቲ ዓመታዊ ተደጋጋሚ ናይ ምንቅስቃስ ዋጋ ኣብ ትግበራን ምድጋፍን እቲ ኣገልግሎት ወይድማ መሰረተ ልምዓት እንታይ ክኾን ይኽእል ከምኡ እውን እቲ ተደጋጋሚ  ወፈያ ንናይ ህዝቢ ኣካላት ማእኸላይ ግዘ ክህሊ ይኽእል ምእንታን እዞም ዋጋታት ንምውፋይ