|
|
|
|
|
|
|
|
|
|
|
|
|
|
ናይ ዕብየት፣ድኽነትን ድሕንነት ክንውን
-
ናይ ኢትዩጵያ ስትራቴጂ ትግበራ ኣብ ምቕናስ ድኽነት ምስ ኣውንታዊ ክንውን ኣብ ማክሮ ኢኮኖሚ ከምኡ እውን ምስ ማሕበራዊን ኢኮኖሚያዊን ኣመለኻኽታ ዝተተሓሓዘ እዩ፡፡
-
ኣብ ቐረባ ዓመታት ፣ናይ ኢትዩጵያ ኢኮኖሚ ጠንካራን ኣውንታዊ ዝኾነ ቅልጣፈ ኣመዝጊቡ እዩ (ዓመታዊ ማእኸላይ ዕብየት 11.8% ኣብ ውሽጢ ሓሙሽተ ዓመት ግዘ ኣብ መጨረሻ 2007/08)፡፡እዚ ዝተገነየሉ ድሕሪ ናይ 2002/03 ዝነበረ ድርቂ ምልዋጥ እንትኾን ዘምፀኦ ሳዕቤን ድማ ኣሉታዊ ዝኾነ ናይ ዕብየት ፍጥነት 2.1% ነይሩ፡፡እዚ ቅልጣፈ ካብ ኤስ.ኤስ.ኤ ብማእኸላይ ብጣዕሚ ዝለዓለ ነይሩ ንሱ እውን 5.2% (ኣብ 2007/08)፡፡
-
ናይ ኢትዩጵያ ዓመታዊ ናይ ነፍሲ ወከፍ ኣታዊ ንልዕሊ ፍርቒ ክልተ ዓሰርተ ዓመታት ካብኡ እውን ንካብ ሰሃራ ንታሕቲ ዘለዋ ሃገራት ኣፍሪካ እቲ ማእኸላይ ውፅኢት ዝለዓለ እዩ፡፡ዓመታዊ ናይ ነፍሲ ወከፍ ኣታዊ ኣብ 2007/08 205 ናይ ኣሜሪካ ዶላር እንትበፅሕ ከምኡ እውን 140 ናይ ኣሜሪካ ዶላር ቕድሚ ሓሙሽተ ዓመት ነይሩ፡፡
-
ዕብየት ብግብርና ሴክተራት ዝተጀመረ እንትኾን ኣብ ምምራት፣ናይ ህንፃን ኣገልግሎት ሴክተራት ጠንካራን ቕልጡፍ ብዝኾነ ስራሕ ተማሊኡ እዩ፡፡ብዝተፈለየ ኩነታት ናይ ህንፃ ስራሕቲ ብጣዕሚ ኣድላይ ብዝኾነ ናይ ህዝቢ ሴክትር ኢንቨስትመንት መሰረተ ልምዓት ምድፍፋእ ተገይሩሉ እዩ፡፡
-
እቲ ናይ ግብርና ሴክተር ዘመዝገቦ ናይ ዕብየት ፍጥነት 7.5% ኣብ 2007/08 ከምዝግመት ድማ ብ6% ኣብ 2008/09 ከምዝዓቢ እዩ፡፡
-
ንኢንድስትሪን ኣገልግሎት ሴክተራት ትኹረት እንትንገብር ኣብ 2007/08 ናይ ኢንድስትሪን ኣገልግሎት ሴክተራት ናይ ዕብየት ፍጥነት 10.4% ን 17.0% ብቕድመ ተኸተል ኣብ ዝሓለፈ ዓመት (2006/07) ኣመዝጊቡ እዩ ፡፡
-
ናይ ኢንድስትሪን ኣገልግሎትን ዕብየት ከምዝግመት 10.6ን 17.3 ሚእታዊ ብቕደም ተኸተል፣ኣብ ናይ በጀት ዓመት ግዘ (2008/09)
-
ብዚ መሰረት ጠቕላላ ናይ ዓዲ ውሽጢ ምህርቲ ኣብ ናይ በጀት ዓመት (2008/09) ብ11.2% ከምዝዓቢ ይግመት፡፡
-
ናይ ኢትዩጵያ ማሕበራዊን ኢኮኖሚያዊን ኣመላኸትቲ እውን ተመሓይሾም እዩም፡፡ ብዝተፈለየ ጠቕላላ ቐዳማይ መመዝገቢ ፍጥነት ብጣዕሚ ኣመሓይሹ እዩ፣ጥንካረ ዘካተተ ስራሕ ተስፋሕፊሑ፣ናይ ኣመጋግባ ኩነታት ናይቲ ህዝቢ ተመሓይሹ እዩ ከምኡ እውን እቲ ዝተማለአ ናይ ህዝቢ ቑፅሪ ኣብ ትሕቲ ብሄራዊ ድኽነት መስመር ዝነብሩ ኣብ ማእኸል 1999/00ን 2004/05ን ቐኒሱ እንትኾን ኣብ ገጠር ዘሎ ቦታታት እውን ብጣዕሚ ቐኒሱ እዩ፡፡
እቶም ሓቒታት እንታይ ይነግሩና ?
-
ናይ ኢትዩጵያ ኢኮኖሚ ኣብ ዝለዓለ ናይ ዕብየት ምንቕስቓስ(ልዕሊ 10 ሚእታዊ ትኽክለኛ ናይ ዓዲ ውሽጢ ምህርቲ ናይ ዕብየት ፍጥነት ኣብ መጨረሻ ሓሙሽተ ዓመታት ናይ 2007/08) ከምኡ እውን እዚ ሓይሊ ክሕለው ኣለዎ፡፡
-
ውፅኢታት ኣብ ምስ ድኽነት ዝተተሓሓዙ ሴክተራት ከም ትምህርቲ፣ጥዕና፣ናይ ምግቢ ሓለዋ፣ናይ ማይ ኣቕርቦትን ናይ ጥዕና ኣተሓላልዋን መንገዲታትን ኩሎም ኣብ ትኽክለኛ መንገዲ ነይሮም፡፡
-
እቲ ብዚ ግዘ ዘሎ ናይ ብኽነት ክብደት ዝመፀ ብናይ ኢኮኖሚያዊ ሽግግር ስራሓት ጭንቕንቕ እዩ እንተኾነ እውን ናይ ገንዘብ ኣመፃፅኣ ናይ ባዕሉ ግደ ክህልዎ ይኽእል፡፡
-
ኣብ ናይ ውሽጢ ዓዲ ኣብ ቐረባ ኾይንካ ዝርከብ ፃዕሪ ብናይ ውሽጢ ዓዲ ኣታዊ ከም ዝተንፀባረቐ ብቅዓት ኣብ ክልቲኦም ናይ ትልሚን ዝተፋጠነን ዘየቋርፅን ዕብየት ዓላማን(ት.ዝ.ዘ.ዕ.ዓ) ከምኡ እውን እቲ ኣብ ናይ መጀመርያ ሰለስተ ዓመታት ግዘ ዘሎ ናይ ት.ዝ.ዘ.ዕ.ዓ ትግበራ(2005/06 ናብ 2007/08) ኣብ ምግምጋም ዘበረታትዕ ነይሩ፡፡
-
ናይ ውሽጢ ዓዲ ኣታዊ ማእኸላይ ውፅኢት ካብቲ ተደጋጋሚ ወፃኢ ኣብ ዝሓለፉ ሓሙሽተ ዓመት ኣብ መጨረሻ 2007/08(22.1 ሚእታዊ በብዓመቱ ምስ 11 ሚኢታዊ በብዓመቱ ብቕደም ተኸተል)ብፍጥነት እናወሰኸ እዩ፡፡
-
ናይ ታክስ ኣታዊ ኣብ ዓመታዊ ማእኸላይ ፍጥነት 24% ዝፅጋዕ ኣብ ናይ ሓሙሽተ ዓመት ግዘ ኣብ መጨረሻ 2007/08 ወሲኹ እዩ፡፡
-
ስለዚ ክሳብ ሀዚ(ክሳብ 2007/08 ኣብ ክልቲኦም ናይ ዓዲ ውሽጢ ኣታዊን ናይ ታክስ ኣታዊ ንናይ ትልሚ ንዝተፋጠነን ዘየቋርፅን ዕብየት ኣብ ምፍፃም ድኽነት ዓላማ በሊፅዎ እዩ(20%ን 22%ን በብዓመቱ ብቕደምተኸተል)፡፡
-
ናይ ደገ ረድኤት ኣብ ናይ ሚሊንየም ዕብየት ትልሚ ወነ ኣብ ቐረባ ኮይንካ ዝከናወን ኣይነበረን ኮይኑ ግን ብንኢሽተይ ካብ ልዕሊ 1 ቢሊዩን ናይ ኣሜሪካ ዶላር ኣብ 2004/05 ናብ 1.7 ቢልዩን ናይ ኣሜሪካ ዶላር ዝፅጋዕ ኣብ 2007/08 ወሲኹ እዩ፡፡
|
|
|
|
|
|
|
|
|