Embelem of Federal Democratic Republic of Ethiopia Official Portal of Ministry of Finance and Economic Development  
Home Home Citizens Citizens Page Government Government Page Business Business Page Donors Donors Page Decrease font Increase font

 ተፀዋዕቲ መስራቤታት

 ናይ ኢትዩጵያ ኢኮኖሚ

 

ኢኮኖሚያዊ ዕብየት

እቲ ኢኮኖሚ ኣብ 2006/07 ብቲ ዓመት ዘርኣዩ ዓመታዊ ዕብየት 11.4% እዩ ከምኡ እውን ካብ 2003/04 ናብ 2006/07 ግዘ እቲ ዓመታዊ ማእኸላይ ናይ ዕብየት መጠን ብዘይልወጥ ዋጋ 11.7% ነይሩ፡፡እቲ ናይ ኢትዩጵያ ኢኮኖሚያዊ ዕብየት ኣብ 2007/08 እቲ መጠን ብ10.8% ከምዝቕፅል ይግመት፡፡እዚ ቐፃሊን ብክልተ ዲጅት ዝልዕል ዕብየት ንኢትዩጵያ ኣብ ሞንግ ፈጣን ዝኾነ ዕብየት ካብ ዘርእያ ሃገራት ዓለም ይገብራ፡፡

 

ናይታ ሃገር ሸቐጣሸቐጥ ናብ ወፃኢ ዓዲ ምልኣኽ ኣብ ዝሓላፉ ሓሙሽተ ዓመት ካብ 2002/03 ጀሚሩ ዝለዓለ ዕብየት ኣርእዩ እዩ፡፡እቲ ጠቕላላ ናይቲ ናብ ወፃኢ ዓዲ ዝለኣኽ ዋጋ ናይ ኣቕሓታት ካብ 0.48 ቢልየን ቅርሺ ኣብ 2002/03 ናብ 1.18 ቢልየን ቅርሺ ኣብ 2006/07 ብምውሳኽ እቲ ጠቕላላ ዕብየት 146% ኣመዝጊቡ እዩ፡፡ልዕሊ ዓሰርተ ዓመት ምስፍሕፋሕ ኣብ ሓደ ዲጅት ደረጃ ዝፀንሐ ነይሩ ኮይኑ ግን ኣብ ዓመታት 2002/03፣2005/06ን ኣብ 2006/07 እቲ ናይ ምስፍሕፋሕ መጠን 15.1 % 12.3%  17.8 % ብቕደም ስዓቡ ነይሮም፡፡ናይ ሓሙሽተ ዓመት ቀንዲ ናይ ኢኮኖሚ ኣመላኸትቲ መረዳእታት ኣብ ዝቕፅል ሰንጠረዥ ተዘርዚሮም ኣለው፡፡  

 

ሰንጠረዥ 1፡ቐንዲ ኢኮኖሚያዊ ኣመላኸትቲ


 

1

 

2002/03

2003/04

2004/05

2005/06

2006/07

 

ትኽክል ዝኾነ ናይ ልምዓት ትሕዝቶ

·         ጠቕላላ ናይ ዓዲ ውሽጢ ምህርቲ መጠን ኣብ ናይ ሀዚ ግዘ ናይ ዕዳጋ ዋጋ(ብሚልየን ናይ ኣሜሪካ ዶላር)

·        ጠቕላላ ናይ ዓዲ ውሽጢ ምህርቲ መጠን ብካፒታል(ብናይ ኣሜሪካ)

·         ጠቕላላ ብግሊ ዝተጠቐሙሉ(% ናይ ጠቕላላ ናይ ዓዲ ውሽጢ ምህርቲ መጠን )

·         ጠቕላላ ናይ ዓዲ ውሽጢ ዝተመደበ ኢንቨስትመንት(% ናይ ጠቕላላ ናይ ዓዲ ውሽጢ ምህርቲ መጠን )

·         ጠቕላላ ናይ ዓዲ ውሽጢ ምህርቲ መጠን ኣብ 1999/2000 መሸጢ ዋጋ (ብሚልየን ቅርሺ)

·         ትኽክል ዝኾነ ጠቕላላ ናይ ዓዲ ውሽጢ ምህርቲ መጠን (%)

·         ግብርናን ናይ ቡድናት ስራሓት (% ናይ ጠቕላላ ናይ ዓዲ ውሽጢ ምህርቲ መጠን )

·         ኢንድስትራላዊ ትሕዝቶ (% ናይ ጠቕላላ ናይ ዓዲ ውሽጢ ምህርቲ መጠን )

·         ናይ ኣገልግሎት ትሕዝቶ (% ናይ ጠቕላላ ናይ ዓዲ ውሽጢ ምህርቲ መጠን )

 

8,558.5

125.5

82.6

21.8

 

 

66,586.9

-2.1

 

44.6

 

13.9

 

41.5

 

10,041.8

143.3

81.9

25.5

 

 

74,397.1

11.7

 

46.7

 

13.9

 

39.4

 

12,306.4

170.8

84.8

23.0

 

 

83,804.0

12.6

 

47.0

 

13.5

 

39.4

 

15,167.8

204.8

84.3

24.2

 

 

93,495.1

11.6

 

46.7

 

13.3

 

40.0

 

19,43.5

255.4

83.8

25.0

 

 

104,177.1

11.4

 

45.9

 

13.3

 

40.8

2

ጠቕላላ ምስፍሕፋሕ

10.9

7.3

6.1

10.6

15.8

3

ናይ ደገ ንግዲ(ብናይ ኣሜሪካ ሚልየን ዶላር)

·         ዝለኣኹ ኣቅሑትን ዝወሃቡ ኣገልግሎትን

·         ዝኣትው ኣቅሑትን ዝወሃቡ ኣገልግሎትን

·         ናይ ንግዲ ምምዝዛን

 

1,139.6

2,346.7

 

-1,207.1

 

1,519.4

3,267.9

 

-1,748.5

 

1,870.49

4,352.72

 

-2,482.2

 

2,156.89

5,431.77

 

-3,274.9

 

2545.4

6332.7

 

-3787.3

ፍልፍል፡ ካብ ናይ ኢትዩጵያ ብሄራዊ ባንክ፣ 2006/2006 ዓመታዊ ሪፖርት 

ናይ ኢኮኖሚ ዝተኸናወነ ቕልጥፍና : ናይ ዕብየት መጠን (%)

ዝርዝር

 

2002/03

2003/04

2004/05

2005/06

2006/07

2007/08 ብዚ ግዘl

ጠቕላላ ናይ ዓዲ ውሽጢ ምህርቲ መጠን ኣብ 1999/00 ዋግኡ

-2.1

11.7

12.6

11.5

11.5

11.6

ግብርና

-10.5

16.9

13.5

10.9

9.4

7.5

ኢንድስትሪ

6.5

11.6

9.4

10.2

10.2

10.4

O/w፡መምረትቲ

0.8

6.6

12.8

10.6

8.3

7.1

ምስረታ

13.6

19.5

7.5

10.5

10.9

11.3

Services

6.0

6.3

12.8

13.3

14.3

17.0

O/w: ናይ ገንዘብ ምንቕስቓስን(ባንኪንግ) ኢንሹራንስን

10.8

19.7

24.2

28.7

15.1

24.9

 ዝሰራጨው ኣገልግሎታት

5.5

6.4

14.7

14.2

16.0

15.2

ካልኦት ኣገልግሎታት

6.5

6.1

10.9

12.5

13.1

14.2

ትኽክል ዝኾነ ጠቕላላ ናይ ዓዲ ውሽጢ ምህርቲ መጠን ብናይ ነፍሲ ወከፍ ኣታዊ

-4.6

10.7

9.0

8.0

7.5

7.6

ምስፍሕፋሕ

15.1

8.6

6.1

10.6

15.8

25.3