Embelem of Federal Democratic Republic of Ethiopia Official Portal of Ministry of Finance and Economic Development  
Home Home Citizens Citizens Page Government Government Page Business Business Page Donors Donors Page Decrease font Increase font

 ተፀዋዕቲ መስራቤታት

 ናይ ገንዘብ መረዳእታታት

 ናይ ቐዳማሞት ትሸዓንተ ኣዋርሕ ሪፖርት ኣብ ናይ 2005/06 ናይ በጀት ዓመት

እቲ ¾ ናይ ጠቅላላ ኢኮኖሚያዊ ልምዓት ሪፖርት ኣብ ናይ ጠቕላላ ኢኮኖሚያዊ  ልምዓት ኣብ ውሽጢ ናይ መጀመርያ ትሸዓንተ ወርሕታት ኣብ 2005/06 ናይ በጀት ዓመት ዝነበረ ዘቕረቦ ሓፂር መግለፂ፡፡እቲ ናይ  ኢኮኖሚያዊ ነገራት ኣብ ሳላሰዋይን ታሽዓይ ወርሒ ምቑፅፃር መሰረት ብምግባር ዋጋ፣ናይ ፌደራል መንግስቲ ናይ በጀት ቅልጥፍና፣ናይ ገንዘብ ጠቕላላ ድምር፣ደጋዊ ሴክተራት፣ናይ ህዝቢ ዕዳ፣ ኣምረትቲን ናይ ግሊ ሴክተራት ዕብየት ዘጠቓልል እዩ፡፡እቲ ዝተገለፀ ሪፖርት ምህላው ኣብ ናያቶም ስራሕቲ ፍልልይ ኣብ ክልቲኦም ዝተማልአን ዝቐራረቡ ስምምዕነት ዝተበፅሖም ስራሕቲ ምስቲ ሓደ ዓይነት ግዘ ናይ ቅድሚ ኸዚ ናይ በጀት ዓመት ዝፃረር እዩ ነይሩ፡፡   

ኣብ መጋቢት 2005/06 ከም ናይታ ሃገር ደረጃ ናይ ጠቕላላ ናይ ተጠቓሚ መልዐሊ ዋጋ ናይ 12 ወርሒ ዝተሰርሐ ዝለዋወጥ ማእኸላይ ውፅኢት ዝዓርፍ ኣብ 12 ሚእታዊ እዩ እዚ ድማ 140 ነጥቢ ብፐርሰንት ዝለዓለ እንትኾን ምስ ናይ ዝሓለፈ ዓመት ሓደ ዓይነት ግዘ ዝሰፍሐ እዩ፡፡ እዚ ዝኾነሉ ምኽንያት ቀንዲ ብቲ ወሰኽ ኣብ ናይ ¾ ናይ 2004/05 ናይ በጀት ዓመት 5.4 ሚእታዊ ጥራሕ ዝነበረ ናይ ምግቢ ምስፋሕ 14.2 ሚእታዊ ምD ኣብ ዝሓለፈ ናይ በጀት ዓመት ሓደ ዓይነት ግዘ -12.3 ሚእታዊ ዝነበረ ናይ ሲጋራን ትንቧኾን መጠን ዝዓርፍ 7.2 ሚእታዊ  ምኻDኑ እዩ፡፡እቲ ናይ ገዛ ኽራይ መጠን፣ናይ ኮንስትራክሽን ስራሕቲ፣ናይ ማይ፣ነዳዲን ናይ ኢነርጂን ናይ ግሊ ሓለዋን ጉድኣትን እውን ክልተ ዕፅፊ-ዲጅት ስፍሓት መጠን ኣብ ናይ 2005/06 ¾ ግዘ ዝተመዝገበ እዩ፡፡       

እቲ መዓልታዊ ናይ ኢንተር ባንክ ናይ ወፃኢ ናይ ገንዘብ ምንዛረ ዕዳጋ ፣ እቲ ናይ መንግስቲ ናይ ገንዘብ ምንዛረ መጠን ኣብ ቅርሽን ናይ ኣሜሪካ ዶላርን ብ0.34 ሚእታዊ ኣብ ናይ ¾ ናይ በጀት ዓመት 2005/06 ቐኒሱ እዩ፡፡ምስቲ ናይ ቕድሚ ሀዚ ሓደ ዓይነት ግዘ እንትነፃፀር እቲ ጎና ጎኒ ናይ ዕዳጋ መጠን ቅርሺ ምስ ና ኣሜሪካ ዶላር  ካብ 8.6961 ናብ 9.1280 ኣብ ትሕቲ ናይ ግዘ ፍተሻ  ወሲኹ እዩ፡፡እዚ ማለት እቲ ብዳርጋ 5 ሚእታዊ ቐኒሱ እዩ ማለት እዩ፡፡እቲ ፍልልይ ኣብ ውሽጢ ናይ መንግስታዊን ናይ ጎናጎኒ ናይ ገንዘብ ምንዛረ መጠን ካብ 0.04 ናብ 0.44 ኣብ ትሕቲ ግዘ ፍተሻ ወሲኹ እዩ፡፡