Embelem of Federal Democratic Republic of Ethiopia Official Portal of Ministry of Finance and Economic Development  
Home Home Citizens Citizens Page Government Government Page Business Business Page Donors Donors Page Decrease font Increase font

 ተፀዋዕቲ መስራቤታት

 ናይቲ ሚኒስትሪ ኣረኣእያ

 

ናይ ኢኮኖሚያዊ ልምዓት ፃዕሪ ኣብ ክልቲኦም ብሄራዊን ዓለምለኻዊ ልምዓት ጉዳያት ግምገማን ንምእታው ዝግበር ለውጢ የድልዩ እዩ፡፡ ዓለምና ኣብዚ ግዘ ከም ሓንቲ መንደር ኾይና ኣላ ስለዚ ሓደ ዝኾነ ይኹን ለውጢ ኣብ ሓደ ሃገር ንቶም ካልኦት ሃገራት ብቐጥታ ወይ ብተዘዋዋሪ ክጎድእ ይኽእል እዩ፡፡ስለዚ ሓንቲ ሃገር ምስ ዓለምለኸ ማዕረ ንምኻDን ኣብ ልምዓት ዘለዋ ፃዕሪ ምስትኽኻል መሰረታዊ ግዴታኣ ይኸውን፡፡

ኢትዮጵያ ካብ 1991 ጀሚሩ ካብ ድኽነት ንምልቓቅን ዘየsርፅ ቐፃልነት ዘለዎ ፃዕሪ ብምግባር ምስ ናይ ዓለምና ዘሎ ከይዲታት ንምምዕራይ ብዙሕ ፃዕሪ ይገብር ኣሎ እዩ፡፡ኮይኑ ግና ዓለምለኻዊ ናይ ልምዓት ኣጋጣሚታት ዝፀንዑ ኣይኮኑን ንቕሓት ዘድልዮምን ኣብ ናይ ልምዓት ዘይልወጥ ምምሕያሽን ፃዕሪ ዘድልዮ እዩ፡፡ ስለዚ ናይ ገንዘብን ኢኮኖሚክ ዕብየት ሚኒስተር ኣብ ናይታ ሃገር ናይ ዕብየት ፃዕሪ ዝገብሮ ኣስተዋፅኦ ናይታ ሃገር ናይ ኢኮኖሚክ ፃዕሪ ንቕድሚት ንክኸድን ለውጢ ንከምፅእን ዝገብሮ ድፍኢት ተጠያቂ ይገብሮ፡፡

እቲ ሚኒስትሪ ጎናጎኒ በጀት ምምዳብ፣ሓድሽን ዝተቐላጠፈ ናይ ክልቲኦም ፊደራልን ክልላዊ መንግስቲ ናይ ሃብቲ ኣጠቓቕማ መንገዲ የፋልጥ፡፡እቲ ናይ ሓባር ኣገልግሎትዝበሃል ሓደ ካብቶም ናይቲ ሚኒስትሪ ሓድሽ ረኽቢ እዩ፡፡እዚ ናይ ኣገልግሎት ኣቕርቦት ንዝተፈላለዩ ናይ ህዝቢ ዞናዊ ቢሮታት ዝቐርብ ስርዓት እዩ፡፡እቲ ስትራቴጂ  ንናይ ህዝቢ ሃብቲ ብኽነት ከም ወፃኢኡ ክቕንስ ይረድእ ብዝተፈላለዩ ቢሮታት ዝግነዩ ድማ  ይኽልኽል፡፡

ይኑ ግን ሓድሽ ናይ ስራሕ ስርዓት ደንቢ ብባዕሉ እኹል ኣይኮነን፣ብዝለዓለ ኩነታት ምምሕያሻት ብምግባር እቲ ዝፀንሐ ናይታ ሃገር ናይ ገንዘብ፣ንብረት ዝሽወጡ ነገራት ብምምሕድዳር ምስቲ ዝልወጥ ዘሎ ዓለም ምስዓብ፡፡ካብዚ ንላዕሊ እቲ ኣብ ናይ ንግዲ ከይዲ እንደገና ምስራሕ ዝግነ ኣታዊን ሓድሽ ናይ ስራሕ ስርዓተ ደንቢ ኣቐባብላ ንቶም ናይ ገንዘብ ትካላት ግዴታ ብምምችቻው ኣብ ናይታ ሃገር ናይ  ገንዘብ፣ንብረትን ዝሽወጡ ነገራት ዘሎ ናይ ምምሕድዳር ስርዓት ምምሕያሽ ግዲ ይገብሮ፡፡

ብናይዚ ውፅኢት እቲ ሚኒስትሪ ኣብ ቐረባ ናይ ገንዘብ ምምሕዳር ኣዋጅን ናይ ንብረት ምምሕዳር ኣዋጅ መመሓየሺ ረቒቕ፡፡ እቲ ዓላማ ናይቲ መመሓየሺ ኣዋጅ ንብሄራዊን ዓለምለኻዊ ለውጥታት ኣብ ናይ ገንዘብ ስርዓት መልሲ ንምሃብ እዩ፡፡ናይ ኣዋጅ መመሓየሺታት ምፍላጥ እታ ሃገር ኣብ ናይ ገንዘብ ስርዓት ዝረአዩ ክፍተታት ንምዕፃው ፣ናይታ ሃገት ንብረት ኣመሓዳድራን ከምኡ እውን ዓለምለኻዊ ቕቡላት ዝኾኑ ናይ ገንዘብ ኣተሓሕዛ ስርዓት ንምፍጣር የኽእላ፡፡

ስለዚ እቲ ናይ ኣዋጅ መመሓየሺ ኣብ ገንዘብ ኣተሓሕዛ፣ናይ ንብረት ምምሕዳር ስርዓት ምስ ናይ ብሄራዊን ዓለምለኻዊ ድልየት ንሰለስተ ምምሕያሻት ናይ ገንዘብ ኣተሓሕዛ ስርዓት እንትረአ ብግዘ ዝውሰን እዩ፡፡