Embelem of Federal Democratic Republic of Ethiopia Official Portal of Ministry of Finance and Economic Development  
Home Home Citizens Citizens Page Government Government Page Business Business Page Donors Donors Page Decrease font Increase font

 ተፀዋዕቲ መስራቤታት

 ኣብቲ ትሕዝቶታት ዘሎ ኣረኣእያ

 

ትሕዝቶኣዊ ኣረኣእያ


ናይ ገንዘብን ኢኮኖሚን ልምዓት ሚኒስተር ኣብዞም ዝስዕቡ ዝልጣንን ግዴታን ኣለዎ:- 

1.   ኣብ ፌደራል መንግስቲ ኣብ ናይ ልምዓት ንድፊ ምዝግጃው ስርዓት ምጥያሽ ኣለዎ፡፡እዚ ናይ ንድፊ ዝግጅት ምስ ግዱሳት ኣካልን ንቲ ኣፈፃፅማ ዝከታተሉን ብሓባር ብምስራሕ እዩ፡፡

2.     ንፌደራል መንግስቲ  ናይ በጀት፣ኣካውንቲንግ፣ናይ ገንዘብ ክፍፍልን ውሽጣዊ ናይ ሒሳብን ንብረት ቑፅፅር ስርዓት ምጥያሽነ ከምኡ እውን ንቲ ኣፈፃፅማ ምክትታል

3.      ፌደራል መንግስቲ በጀት ምዝግጃውን ከምኡ እውን ንቲ ኣፈፃፅማ ምክትታል

4.      ፌደራል መንግስቲ ንብረት ንምምሕድዳር ስርዓት ምጥያሽ ከምኡ እውን ንቲ ኣፈፃፅማ ምቑፅፃር

5.      ይ ወፃኢ ልምዓት ድጋፍን ልቓሕን ምቅንጃይ፣ምስምዕማዕን ምፍራምን ከምኡ እውን ንቲ ኣፈፃፅማ ምክትታል

6.      ኣብ ናይ ፌደራል መንግስቲ ናይ ገንዘብ ቅልጥፍናን ኹነታትን ዓመታዊን ኣብ ዝድለየሉን ንናይ ሚኒስተር ምኽሪ ቤት ጠቕላላ ሪፖርት ምቕራብ   

7.      ናይ ፌደራል መንግስቲ ንብረት ምምሕድዳር ኣብ ትሕቲ ናይ ካልኦት ሃገራት ኣካል እቲ ፌደራል መንግስቲ ዘይኾነ

8.      ንናይ ፌደራል መንግስቲ ሼራት ስምምዕነትን ዘየስማዕምዑ መሳርሒታትን ካልኦት ተመሳሳሊ ናይ ገንዘብ ጠቐምቲ ንብረታት ቕልጡፍ መልሲ ምሃብ፡፡

9.      ናይ ፌደራል መንግስቲ ናይ ልምዓት ትልሚ ቕልጥፍንኡ ንምፍላጥ ምግምጋም፣ዓመታዊ ብሄራዊ ሪፖርት ብምዝግጃው ናብ ናይ ሚኒስተር ምኽሪ ቤት ከምኡ እውን ጠቕላላ ናይ ክልላዊ መንግስቲ ሪፖርት ብምጥቕላል ምቕራብ፡፡

10.   ናይ ፌደራል መንግስቲ ብፍላይ ንታክስን ግዴታን መሰረታዊ ኾይኑ ዝሰርሕ ናይ ገንዘብ ኣተሓሕዛ ምጅማር፡፡  

11.   ናይታ ሃገር ናይ ህዝቢ ፖሊሲ ምድንጋግ፣ኣብ ግዘ ምፅዳቕ፣ክትትል፣ምቅንብባርን ንቲ ኣፈፃፅማ ምቑፅፃር

12.   ምስ ካርታ ምምዝጋብን ናይ ማእኸላይ ስታስቲክ ዝተተሓሓዘ ስራሕቲ ብትኽክል ዝስራሕሎ ምኻDኑ ምርግጋፅ፡፡

13.   ናይ ግሊ ሴክተራት ኣብ ምርዳእን ንቲ ኣመላኸቲ ትልሚ ኣብ ኢንቨስትመንት ውሳነ ኣብ ምውሳን፡ ምስ ዝግበኦም ኣካላት ምትሕብባር፣ንቶም ናይ ግሊ ሴክተራት ዘበረታትዕን ዘፋልጥን ናይ ፖሊሲ ንድፊ ሓሳብ ምቕራብ፡፡ 




ፍልፍል:ናይ ፌደራል ነጋሪት ጋዜጣ ናይ ኣዋጅ ቑፅሪ .471/2005