ራዕይ
ትርጉም ሓዘል ኣስተዋፅኦ ኣብ ኩሉ ሃገር ክህሊ ብምፅዓር ኣብ ስራሕ ዝወዓለን በዓልፀጋ ኢትዩጵያ ንምርኣይ ዝለዓለ ተስፋ ንምግናይ ከምኡ እውን ፈጣን፣ምጡንን ቐፃልነት ዘለዎ ልምዓት ምስኻዕ፡፡
ተልእኾ
ናይ ልምዓት ፖሊሲን ትልምን ንምዝግጃው እቲ መሰረታዊን ኢኮኖሚያዊ ሽግግር ግንዛበ ክህሊ ምኽኣልን እቲ ኣፈፃፅማ ምክትታል ፣ብቲ ናይታ ሃገር ቋሚ ድልየት መሰረት ደጋዊን ኢኮኖሚያዊ ምትሕብባር ስርዓት ምፍላጥ ከምኡ እውን ናይ ህዝቢ ገንዘብ ምምሕድዳር ብብቑዕን ግቡእ ስርዓት ምምስራት፡፡
ዓላማ
-
መሰረታዊ ናይ ትካላት ሽግግር ምንቅስቃስን ናይቲ ሚኒስትሪ ብቅዓት ኣብ ምዕባይ ዘሎ ምምሕያሻት ምምፃእ፡፡
-
ንቲ ኣብ ስራሕ ዝወዓለ ኢኮኖሚያዊ ምምሕዳር ብምምሕያሽ ፈጣንን ቐፃሊነት ዘለዎ ዕብየት ንምግናይ ብሄራዊ ፃዕሪ ምምላኣት ምግባር
-
ጠቅላላ ናይ ህዝቢ ወፃኢ ምምሕዳር ስርዓት
-
ኣብ ናይ ወፃኢ ዓዲ ኣታዊ ብዓይነትን ብበዝሒ ናይቲ ረድኤትን ልቓሕን ኣብ ምውሳኽ ትኽክለኛ መለክዒታት ምውሳድ፡፡
-
ካብ ወፃኢ ዓዲ ዝርከብ ናይ ረድኤትን ልቓሕን ሓገዝ ብምምሕያሽ ምምሕድዳርን ምጥቓምን
-
ናይ ብሄራዊ ደቒ ኣንስትዩ ፖሊሲ ኣብ ውሽጢ ናይቲ ሚኒስተር ምምሕዳር ሓላፍነት ዝተውሃቦ በዓልሞያ ምፍፃም፡፡
-
ዝተቐናጀወ ናይ መረዳእታ ምምሕድዳር ስርዓት ምፍፃም