እዚ ፖርታል ናይቲ ሚኒስትሪ ሓበሬታ፣ፎርምታትን ካልኦት ነገራት ዘርእይ እዩ፡፡ከምኡ እውን ምስ እቲ ሚኒስትሪን ምስ ካልኦት ሃገራት ርክብ ክህልየኩም ይገብር፡፡እዞም ዝስዕቡ ክፍልታት እውን ዝሓዘ እዩ፡
-
ተጠቐምቲ መምረፂ ገፃት: እዚ ገፅ ሓበሬታን ዝተፃረየ መረዳእታታት ብፍላይ ንቲ ተጠቓሚ መምረፂ ቡድን ዝሓዘ እዩ፡፡
-
ብዛዕባ ናይቲ ሚኒስትሪ ዝርዝር ፡ ዝተመረፁ ሓበሬታታት ብዛዕባ እቲ ሚኒስትሪ ዝሓዘ እዩ፡፡
-
ብዛዕባ እቲ ሴክተር ዝርዝር፡ ብዛዕባ እቲ ሴክተር ዝተመረፁ ሓበሬታታት ዝሓዘ እዩ፡፡
-
ናይ ኣገልግሎት ዝርዝር፡ ናብቲ ኣገልግሎት ዝርከቦ ገፅ ይወስደኩም ናይቲ ዝወሃብ ኣገልግሎት ዝርዝር ብቲ ሚኒስትሪ ዝወሃብ እንትኾን እቲ ብትኽክለኛ ቕደም ሰዓብን ኣድለይቲ ነገራት ንቲ ኣገልግሎት ንምርካብ ዝፍፀሙ እዩም፡፡
-
ናይ ፎርምታት ዝርዝር፡ ዳውንሎድ ዝግበር ናይ ሚኒስትሪ ፎርምታት ዝሓዘ ናይ ፎርም ገፅ ይወስደኩም፡፡
-
ናይ ሰነዳት ዝርዝር፡ ናይቲ ሚኒስትሪ ሰነዳት ዝሓዘ ናይ ሰነድ ገፅ ይወስደኩም፡፡
-
ናይ መልቲሚድያ ዝርዝር፡ ናብ ናይ ድምፂ ጥራሕ ፋይል፣ናይ ቪድዩ ፋይልን ፎቶታት ዝሓዘ ገፅ ይወስደኩም፡፡
-
ናይ ተሳትፎን ርክብን ዝርዝር: ናብ ኢ-ተሳትፎ ገፅ ይወስደኩም ካብኡ ድማ እዚ ናይ ሚኒስትሪ ፖርታል ዓምዲ፣ፎርምን ዝርርብን ብሓባር ዝሓዘ እዩ፡፡
-
ኣብቲ ማእኸል ገፅ ካብቲ ሚኒስትሪ ዝርከብ ሓበሬታ፣ኣገልግሎት፣ፎርምታትን ሰነዳትን ዝሓዘ እንትኾን ከምኡ እውን ንናይ መንግስቲ ድሕረ ገፅ(ዌብሳይት) ጠቓሚ ዝኾነ መተሓሓዚ(ሊንክ) ዝሓዘ እዩ፡፡
-
ዜናታት፡ ካብ ናይ ሚኒስተራት ዜናን ሓደሽቲ ነገራት ዝሓዘ እዩ፡፡
-
ብፀጋም ገፅ ናይቲ ፖርታል ዘሎ መተሓሓዚ(Links) ናይ ዜና ማእኸናት፣ክንውናት፣ናይቲ ሚኒስትሪ ተኸተልቲን ማስታወቒያታትን ዝሓዘ እዩ፡፡